ናይ ሽወደን ፍቓድ መንዳት ሕቶታት ብትግርኛ – Körkortsfrågor på Tigrinja
ንናይ ሽወደን B-körkort teoriprov ብትግርኛ ተዳሎ። ሙሉእ teoriprov፣ በብኣርእስቱ ሕቶታት፣ trafikregler፣ trafikskyltar፣ trafiksäkerhet፣ fordonskunskap፣ miljö እና personliga förutsättningar ብምልምማድ ፍልጠትካ ኣጠናኽር።
ኣባል ዲኻ? ቀጥታ ናብ ፈተናኻ ኪድ
እትደልዮ ዓይነት ፈተና ምረጽ እሞ ልምምድካ ቀጽል።
20 ሙሉእ Teoriprov ብትግርኛ
ካብ ዝተፈላለዩ ኣርእስትታት ዝተዳለዉ 65 ሕቶታት ዘለዎም ሙሉእ ናይ ልምምድ ፈተናታት።
24 ናይ ኣርእስቲ ፈተናታት
ድኹም ዝኾንካሎም ኣርእስትታት በብዓይነቶም ብምልምማድ ፍልጠትካ ኣጠናኽር።
ምልክታት ትራፊክ
Trafikskyltar • 6 testሕግታት ትራፊክ
Trafikregler • 6 testውሕስነት ትራፊክ
Trafiksäkerhet • 4 testፍልጠት ተሽከርካሪን ምቁጽጻርን
Fordonskunskap • 4 testከባቢ ኣየርን ከባብን
Miljö • 2 testውልቃዊ ኩነታትን ባህሪ መራሕን
Personliga förutsättningar • 2 testኩሎም ፈተናታት ክትጥቀም ትደሊ?
ኣባልነት ብምውሳድ ሙሉእ teoriprov፣ ናይ ኣርእስቲ ፈተናታትን ናይ körkortsteori ትምህርትን ብትግርኛ ተጠቐም።
Körkortsfrågor på Tigrinja እንታይ እዮም?
Körkortsfrågor på Tigrinja ንኣብ ሽወደን B-körkort ክወስዱ ዝዳለዉ ትግርኛ ዝዛረቡ ሰባት ንናይ teoriprov ፍልጠቶም ንምምሕያሽ ዝተዳለዉ ናይ ልምምድ ሕቶታት እዮም።
Tigrinjakorkort.se ኣብ ሓደ ቦታ ሙሉእ ናይ ልምምድ teoriprov፣ በብኣርእስቱ ሕቶታት፣ körkortsteori እና trafikskyltar ብትግርኛ የቕርብ።
ዕላማኡ መልሲ ጥራይ ምዝካር ዘይኮነስ፣ እቲ ሕጊ ስለምንታይ ከምዘሎን ኣብ ናይ ሓቂ ኩነታት ትራፊክ ከመይ ከምዝትግበርን ምርዳእ እዩ።
B-körkort Teoriprov 2026 – ኣገዳሲ ሓበሬታ
እቲ ወግዓዊ B-körkort teoriprov ናይ Trafikverket ከምዚ ዝስዕብ ዝተዳለወ እዩ።
ኣገዳሲ: ካብ 70 ሕቶታት 5 testfrågor እዮም። እዞም 5 ሕቶታት ኣብ ውጽኢት ኣይቑጸሩን። ስለዚ ዝለዓለ ነጥቢ 65 እዩ፣ ንምሕላፍ ድማ 52 ነጥቢ የድሊ።
ኣብ B-körkort teoriprov እንታይ ይፍተን?
Trafikverket ናይ B-körkort teoriprov ኣብ ሓሙሽተ ቀንዲ ዓውድታት ፍልጠትካ ይፍትን።
Fordonskännedom och manövrering
መኪና ከመይ ከምዝሰርሕ፣ ብሬክ፣ ጎማ፣ ድሕነት መኪናን ኩነታት መንገዲን።
Miljö
ነዳዲ፣ ልቀት፣ ኢኮኖሚያዊ ምዝዋርን ምርጫ መጓዓዝያን።
Trafiksäkerhet
ፍጥነት፣ ርሕቀት፣ ኩነታት መንገዲ፣ ሓደጋታትን ውሑስ ምዝዋርን።
Trafikregler
Vägmärken፣ vägmarkeringar፣ ፍጥነት፣ ቀዳምነት፣ ምሕላፍን ካልኦት ሕግታትን።
Personliga förutsättningar
ድኻም፣ ጭንቀት፣ ኣልኮላት፣ ዕጸ-ፋርስ፣ ጉጅለ ጸቕጥን ባህሪ መራሕን።
Trafikskyltar
ምልክታት ትራፊክ ኣካል trafikregler እዮም። ትርጉሞምን ኣጠቓቕማኦምን ተማሃር።
ንTeoriprov ብዝበለጸ ከመይ ክትዳሎ ኣለካ?
ሕቶታት ጥራይ ምዝካር እኹል ኣይኮነን። እቲ ሕጊ ስለምንታይ ከምዝሰርሕ ምርዳእ ንወግዓዊ ፈተናን ንውሑስ ምዝዋርን ኣገዳሲ እዩ።
ቲዮሪ ኣንብብ
መጀመርታ መጽሓፍ ቲዮሪ ብትግርኛ ብምንባብ መሰረታዊ ፍልጠትካ ኣጠናኽር።
በብኣርእስቱ ተለማመድ
Trafikregler፣ trafikskyltar፣ trafiksäkerhet፣ fordonskunskap፣ miljö እና personliga förutsättningar በብዓይነቶም ፈትን።
ጌጋታትካ ተመልከት
ጌጋ እንተመለስካ መብርሂኡ ኣንብብ። ስለምንታይ መልስኻ ጌጋ ከምዝነበረ ክትርዳእ ፈትን።
ሙሉእ Teoriprov ግበር
ድሕሪ ናይ ኣርእስቲ ልምምድ ናብ 65 ሕቶታት ዘለዎ ሙሉእ teoriprov ሕለፍ።
ወግዓዊ B-körkort teoriprov ብትግርኛ ክትገብር ትኽእል ዲኻ?
እወ። Trafikverket ናይ B-körkort teoriprov ብ15 ዝተፈላለዩ ቋንቋታት የቕርቦ፣ Tigrinja ድማ ካብኣቶም ሓደ እዩ።
ቋንቋ ኣብ ግዜ ቆጸራ ትመርጽ። ኣብ ግዜ ፈተና ሕቶታት ብሽወደንኛ ክትሰምዖም እውን ትኽእል።
2026 ለውጢ: ካብ 19 ነሓሰ 2026 ጀሚሩ ዝተሓለፈ B-körkort teoriprov ን1 ዓመት ተቐባልነት ኣለዎ።
ንB-körkort ምድላውካ ቀጽል
ሕቶታት ጥራይ ዘይኮነ ቲዮሪ፣ ምልክታትን ሙሉእ ፈተናታትን ብሓባር ተጠቐም።
ወግዓዊ ሓበሬታ
Tigrinjakorkort.se ናይ ትምህርትን ልምምድን መድረኽ እዩ። ምስ Trafikverket ወይ Transportstyrelsen ዝተኣሳሰረ ወግዓዊ ትካል ኣይኮነን።
ንወግዓዊ ሕግታት፣ ፈተናታትን ቆጸራን ኩሉ ግዜ ወግዓዊ ምንጪ ተመልከት።
Körkortsfrågor på Tigrinja – ብዙሕ ዝሕተቱ ሕቶታት
B-körkort teoriprov ብTigrinja ክግበር ይከኣል ድዩ?
B-körkort teoriprov ክንደይ ሕቶታት ኣለዎ?
ንB-körkort teoriprov ክንደይ ነጥቢ የድሊ?
B-körkort teoriprov ክንደይ ግዜ ይወስድ?
Tigrinjakorkort.se ክንደይ ፈተናታት ኣለዎ?
ናይ Tigrinjakorkort.se ሕቶታት ናይ Trafikverket ኦርጅናል ሕቶታት ድዮም?
ኣባል ከይኮንኩ ክፍትን እኽእል ድየ?
ካብ 19 ነሓሰ 2026 ድሕሪኡ ዝሓለፈ teoriprov ክንደይ ግዜ ይሰርሕ?
ንB-körkort teoriprov ምድላውካ ሎሚ ጀምር
ብትግርኛ ቲዮሪ ተማሃር፣ ናይ ኣርእስቲ ሕቶታት ፍታሕ፣ ሙሉእ teoriprov ተለማመድ እና ንወግዓዊ ፈተናኻ ብዝበለጸ ተዳሎ።